Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡
ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡
እቶም…
ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ካልኦት ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ካልኦት ዶብ ዘለል ገበናትን ሓበሬታ ብምልውዋጥ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን፡፡
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኢንስፔክተር…
ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ “ኣዳም ፋውንዴሽን” ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ "ኣዳም ፋውንዴሽን" ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ኣዳም ፋውንዴሽን ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝተመጣጠነ ምግቢ ተበፃሒ ብምግባር ኣብ ኣፍሪካ ድኽዳኸ ንምግታእ ዕላማ ዝተሓንገጠ ኢዩ።…
ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ናእዳ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሳይንስና ቴክኖሎጂ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ደቡብ ሱዳን ገብሬላ ቻንግሰን ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ንኢዶም፡፡
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ብሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ዝተመርሐ…
ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ሹመት ደብዳቤኦም ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ሪፐብሊክ ተምሪበክ ኢርክኖቭ ኣብ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኦነግ ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ።
ኣብቲ ከባቢ እንትንቀሳቀሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ኣብ ከተማ ነጌሌ ቦሮና ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል…
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣልጀሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ብትኹረት ከምዝዘተዩ ካበወቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ክኢላ ምእላይ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቢሮ ኣይተ ዕቑባይ ገብረ እግዚኣብሄር ምስ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…