Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ምስ ምክልኻለወ ድልዉነት ሓደጋ ሓፂር ቁፅሪ መልእኽቲ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ኩባንያ ዜጋታት ናብ 8091 ዝደለዩዎ መጠን ገንዘብ ብምልኣኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት…
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ካብቲ ኮሚሽን ዝተረኸበ ሓበሬታ…
ኮሚሽን ብሄራዊ ዘተ ምስ ኣካላት መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት (ዩኤን.ዲ.ፒ) ኣቢሎም ሓገዝ ምስ ዝገብሩ ኣካላት መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ።
ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)÷ እቲ ኮሚሽን ምስቲ ትካል ድሕሪ ዝገበሮ ራብዓይ ዙር ዘተ…
ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም።
ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብቅድሚ…
ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኢሊዮ ኢድዋርዶ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኩባ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓገዝ እናገበረት ከምዝኾት…
ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ኦፊሰር ፕሮጀክት ፋይናስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ውሕመ ዳፊና ዲሎቫ ኣብ ልምዓት ዘይብዳህ…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ዲዬጎ ማርቲኔዝ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡…
ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናትን ስድረኦምን ኣድላዪ ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ካብ መንግስቲ ብተወሳኺ ናይ ሕብረተሰብ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ተጠናኺሩ…
መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ልዑል ፅርየት ብዘለዎም እታዎታት ዝፍፀም ብምዃኑ ቅድመ ሐዚ ዝርአ ዝነበረ…