Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ፣  ወረዳ ጮርሶ ቀበሌ ዲባንድቤ ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ሓደጋ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት እውን ከቢድ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ። “ሲኖ ትራክ”…

ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።…

ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት  ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት  ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ካብ ተሓጋዝነት ናብ ኣፍራይነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ልምዓታዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ርዋንዳ ንመበል ራብዓይ እዋን ንዝተዓወቱ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2016 ዓ.ም ብምዝታይ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ። ከምኡውን…

ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብም ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ብምትሕብባር ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ናይ ዩኤስኤይድ ኒውትሪሽን ኣባላት ጉጅለ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓትን ሰላምን ብምጥማር…

ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደቡብ ሱዳን…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬሽን ሩሲያ ሚካሂል ቦግዳኖቭን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ሃገራዊ፣ ቀጣናዊን ኣህጉራዊን  ጉዳያት ፀፅታ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ እተን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ዓለም ለኸ ለበዳ ኮቪድ -19 ፃዕሪ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ዓለም ለኸ ለበዳ ኮቪድ -19 ፃዕሪ ንዝገበሮ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ካናዳ ቶሮንቶ ኣብ ዝተሳለጠ ፈላማይ ኮንፈረንስ ድህረ ኮቪድ ኢዩ እቲ ሽልማት ኣፍሊጦ ተዋሂቡ። እቲ…

ጠንካራ ውዳበ ፓርቲ ኣብ ምፍጣር ግደ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ልዑል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠንካራ ውዳበ ፓርቲ ንምፍጣር ኣብ ዝግበር ከይዲ ግደ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ልዑል ከምዝኾነ መክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ማእኸል ጀሚሩ ክሳብ ታሕተዋይ መሓውር…