Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ብህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዚይና ገዛኸኝ ጋሻው፥ ኣብ 2016 ዓ.ም…
ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ፅባቐ እታ ከተማ የማዕርጉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ኤልያስ ዮኒስ፥ እታ ከተማ ናይ ምምልካዕ ስራሕ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጀመረ ዓለም ለኸ ቅርሲ ጀጎል ብምክልኻን ከምዝኾነ…
ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ውሕመ ኣፈልጦ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ትካል ስነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፈልጦ ረኺባ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ውሕመ ኒውዮርክ…
116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ዕላዊ ንምግባር ብሃገራዊ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ኣቢሉ ብዙሓት…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቨዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቪዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ።
ብመሰረት እዚ ኣባል ኮይኑ ንክሰርሕ ዘኽእሉ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…
ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣቦ መንበር ኤጀንሲ ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ቻይና ሉዎ ቻውሁይ ኣብ ቤጂንግ ዘቲዮም።
ኣይተ መላኩ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ክራማት ንዘጋጥም ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
እቲ ክልል ነቲ ሕማም ንምክልኻል ዘኽእል ኬሚካልን መድሓኒትን ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ከምዝረኸበ እውን ተሓቢሩ።
ተወካሊ…
ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም።
ጄኔራል ኣበባውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ…
ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም-ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢምባሲታትን ቆንስላታትን ንዝውክሉ…
ኢትዮጵያ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን።
ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓት ምትእስሳር መገዲታት ገፀር ዕላዊ ኣብ…