Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም እቲ ዞባ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ከምትርከብ ተገሊፁ። ልኡኽ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ድልዉነት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሓበራዊ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ድማ…

ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ። - ትካላዊ መስተጋብር ብምፍጣር ለምዲታት ምውሳድን ንከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝረብሑ ቅድመ መፅናዕቲ ምክያድን እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝተጣየሸሉ ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ዓንቀፅ 9 (2) ቅድሚ ሐዚ ኣብ…

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ናይ 4 ውፅታት ፈጠራ መሰል ፓተንት ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ውፅታት ፈጠራ ካብ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ መሰል ፓተንት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ነቲ ኢንስቲትዩት ዝተውሃበ መሰል ፓተንት÷ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ መሰረት ዘገበሩ…

በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ፒያሳ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ሜክሲኮ ሳር ቤት ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደር ርእዮም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ቀሪቡ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ብምፅዳቕ ኢዩ…

ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ 13 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ…

ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማየ ዝኾነ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ብምፅናሕ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮምፒውተር…