Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስግግር ሕርሻ ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ 22 ዘመናዊ ትራክተራት ብሓገዝ ኣረኪቡ። እተን ትራክተራት÷ ኣብ ሸዱሽተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ብክላስተር ንዝተወደቡ ሓረስቶት ዝውዕላ…

ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ዝውስን ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባኡ÷ ንረብሓ ህዝቢ ብዝብል ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ኣሎ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ መዓልታዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ይስእን ከምዘሎ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ጠሚቱ ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ብተወሳኺ መዓልታዊ ክልተ ሰባት ብኸቢድ፣ ሓደ ሰብ ድማ ብቀሊል ንኽጉድኡ ምኽንያት ይኸውን ከምዘሎ…

ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎም ግደ ንምዕባይ ዝዓለመ ጉባኤ ሰላም ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሮጀክት ምጉልባት ዓቕሚ ሲቪል ማሕበረ ሰብ ንሰላም፥ ብድጋፍ ሕብረት ኣውሮፖ፣ ብመተሓባበርነት ኢንስቲትዩት ላይፍ ኤንድ ፒስ፣ ኢንስቲትዩት ሰላም…

ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዛንዚባር መበል 14 መድረኽ ዘተ ሚኒስትራት ንግዲ ኣፍሪካ እናተኻደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፉ ዝርከቡ ሚኒስትር…

ኣብ ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 24 ሚልየን ኩንታል ፍሪያት ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋዕላ ፕሮግራም ተሳትፎኣዊ ሕርሻን ስግግር ክሌማዊ ለውጢን  ኣብ ከተማ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሑ። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ከልቲኣዊ…

መንግስቲ ንምምይያጥን ንዘተን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ ገሊፁ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ተተሓሒዙ መንግስቲ ንምምይያጥ፣ ንዘተን ንዝርርብን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ እናገለፀ ምፅንሑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳር ''ሰላም ንኹሉ፤ ኩሉ…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሰላም ንኹሉ፣ ኩሉ ንሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ከተማ ዛንዚባር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 14 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ዴኤታ ንዲን ዞባዊ ምትእሳርን ካሳሁን ጎፌ ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ኣብ ኣተገባብራ…