Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብ1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንዝህነፅ ኩባንያ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ተገይሩሉ ንዝህነፅ ኩባንያ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ።
ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ካሚል ኢብራሂም፣ ምክትል ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኮርፖሬት…
2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ 2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ኣርባዕተ ትካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምስነት ዝፈረሙ ትካላት÷ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋን ምሕዝነት ንልምዓት ሩስያ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እቶም ሙሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ዝተውሃቦም ብውፅታውነት ምስትምሃር፣ ብዘሕተሙዎም መፅናዕታዊ ፅሑፋት፣ ንማሕበረሰብ ብዘበርከቱዎ ኣካዳሚያዊ ኣገልግሎትን ኣብቲ…
ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ፕሮጀክት ጫካ ክሳብ ነሓሰ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ዝተጀመረ ህንፀት ጣቢያ መመሓላለፊ መስመርን ምክፍፋልን ክሳብ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ፕሮጀክት ናብ ክልል ዝሓልፉ መስመራት መተሓላለፊ ምስ ማስተር ፕላን እቲ…
ምስ ስራሕቲ ኣቪዬሽን ተተሓሒዙ ካብ ኢትዮጵያ ልምዲ ክወስድ ይደሊ ኢየ – ጋቦን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ እናሰርሐትሉ ትርከብ ምስ መተሓዳደሪ ደምቢ፣ ሕጊ ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያትን ስርዓት ኣወሃህባ ብዝምልከት ልምዲ ክትዓትር ከምትደሊ ሲቪል ኣቪዬሽን ጋቦን ኣፍሊጡ፡፡
ብዳይሬክተር ጄኔራል ሲቪል ኣቪዬሽን ጋቦን ኤሪክ…
ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተረኸቡ ውፅኢታት መንግስቲ ቃል ብተግባር እናፈፀመ ምዃኑ ዘመላኽቱ ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተረኸቡ ውፅኢታት መንግስቲ ቃል ብተግባር እናፈፀመ ምዃኑ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ…
ዓሞቕቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ተመፅትነት ንምትራፍ ዘኽእል ስራሕ እናተሰወገነ ይርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሞቕቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ተመፅትነት ንምትራፍ ዘኽእል ስራሕ እናተሰወገነ ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ሕጊታት ስነ-ስርዓትን ፍረ ነገርን ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሰናድኡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንምትግባር ኣብቲ ኣዋጅ ዝተፀርሑ ትካላት ንምጥያሽ ዘኽእሉ ሕጊታት ስነ-ስርዓትን ፍረ ነገርን እናተሰናድኡ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ናይ መወዳእታ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት…
ኣብ ዞባታት ምዕራብን ደቡብ ምዕራብን ሸዋ 24 ናይ ገፀር ከተማታትን ቀበሌታትን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባታት ምዕራብን ደቡብ ምዕራብን ሸዋ 24 ናይ ገፀር ከተማታትን ቀበሌታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዳግም ከምዝተመለሰ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብተን ከባቢታት ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ…
ኢትዮጵያ ብሃንደበታዊ ሕልፈት ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ
አዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማ ሓዊሱ ናይ ትሽዓተ ሰባት ህይወት ብዝቐጠፈ መስካሕኽሒ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን በቲ ሓደጋ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራቤታት፣ ዘመድ…