Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ጉልበት ሕልሚ ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢሎም።
ንግስቲ እሌኒ መስቀል…
ኢሬቻ 25 ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝኽበር ሕብረት ኣባገዳታት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ 25 ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝኽበር ሕብረት ኣባገዳታት ኣፍሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት ምኽባር ጠሚቱ ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ 25 መስከረም ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብፅባሒቱ 26 መስከረም ድማ ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ…
ኢትዮጵያ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ብምክልኻል ንዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣፍልጦ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢትዮጵያ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ብምክልኻል ንዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣፍልጦ ሂቡ።
ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሓይሊ ዕማም(ኤንሲዲ) ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምኽባር በዓል መስቀል ዳሜራ ተተሓሒዙ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም፡፡
እቲ በዓል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ሓይሊ ሰብን ዘሽትቱ ኣኻብ ብምጥቃምን ዝተጠናኸረ…
በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም።
ኩሎም ኣካላት ፀፅታ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ እውም ኣተሓሳሲቦም፡፡…
ብትራፊክ ሓደጋ ህይወት 28 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ናብ ዞባ ዳውሮ እናተጓዓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሽከርካሪት ተገልቢጣ ህይወት 28 ሰባት ሓሊፉ፡፡
ኣብ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ወላይታ ሓላፊ ዲቪዥን ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሓደጋ ትራፊክ ኢንስፔክተር ወልዴ ቢሊሶ ንፋና…
በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት
በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት
ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ
ካብ ኣንፈት ቦሌ ናብ መስቀል ኣደባባይ ንዝመፅኡ ተሽከርከርቲ ኣብ ኦሎምፒያ ኣደባባይ ላዕለዋይን ታሕተዋይን
ካብ…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ።
ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።…
በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ ቑጠባዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቱሪዝም ይሰርሕ ከምዘሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣፍሊጡ።
እቲ ዩኒቨርስቲ ነዚ ዘፍለጠ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽን ሓድግታትን ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ…
99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ…
99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ።
እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም…