Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ትኹረት ዝገበረ ዓውደ ምርኢት "ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ሚኒስተር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ ይቕፅል ኣሎ – ኣይተ ጥራቱ በየነ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ እናቐፀለ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እታ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነ ገሊፆም።
ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንትን…
ኢትዮጵያ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓውዲ ሕርሻ ብምዝማንን ዝተዋደደ ስግግርን ብምርግጋፅ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ምፍላጥ ስግግር ፍኖተ-ካርታ ሕርሻ ተኻይዱ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማትን መዳርግቲ ኣካላት…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምርግጋፅ ስግግር ግብርና…
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምፍራይ ምህርቲ “PPC” ንግዚኡ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምፍራይ ምህርቲ “PPC” ንግዚኡ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ።
እቲ ፋብሪካ ምስ እታወት ወይ ጥረ ኣቕሓ ሲሚንቶ ዝተኣሳሰረ ጊዜያዊ ፀገም ስለዘጋጠሞ ምፍራይ እቲ ምህርቲ PPC ብግዚያዊነት ከምዘቋረፆ ኢዩ ገሊፁ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን…
ብኹሎም ዓውዲታት ዓቕምኻ ምምዕባል መግለፂ ባህሪ ፕሮፌሽናል ሰራዊት ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኹሎም ዓውዲታት ዓቕምኻ ምምዕባል መግለፂ ባህሪ ፕሮፌሽናል ሰራዊት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ሪፈራል ሆስፒታል ሓይሊታት ሰራዊት ኣብ…
ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን።
እተን ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ እውን ከምዝገበራ ተገሊፁ።
ኣብቲ ዘተ፥…
1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተመለሱ፥ 80 ደቂ ኣኒስቲዮ እንትኾና 21 ድማ ህፃናት ኢዮም።
ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን መፅንሒ ማእኸላትን ድጋፍን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መሪቖም ከፊቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነስርዓት ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዝኾነ ይኹን ሕክምና ወፃኢ ዓዲ በዚ ሆስፒታል ምሕላፍ…