Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሆራ ትሬዲንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሆራ ትሬዲንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ 2 ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።
ናይ ህዝቢ መናፅሂ ቦታታት ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምንፃህ ባህሊ ንምድንፋዕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብቕልጡፍ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ከምዝሃቡ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንቀዳማላይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጎርጎራ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኩሎም ዜጋታ ፅሩይ ከባቢ ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ዜጋታ ንፁህ ከተማን ከባቢን ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዲጂታል ቴሌቶን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ድልድል ሩባ ኣባይ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት መንፈቕን ህንፀቱ ዝተጀመረ ድልድል ሩባ ኣባይ መሪቖም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላልትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልን ተረኺቦም፡፡…
ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ን #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ጀማል ኣሕመድ ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም።
ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ኣበቲ ጎስጓስ…
ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ እናዋፃእና ሰንበት ነሕልፎ ኢሎም።
ህዝባዊ…
ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ።
አብዚ ዲጂታል ቴሌቶን ዜጋታት ንክሳተፉ ዕድል ተደሊዩ ኣሎ።
ስለ ዝኾነ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጎስጓስ…
ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን።
እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘጀመርዎ…
ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ካብ 1 ሚሊየን ዝበልፁ ህፃናት ምብፃሕ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ን1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ምብፃሕ ከምዝተኻእለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ስነ ስርዓት ምረቓ 3 ሺሕን 85 ሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ወለዲን ሓብሐብቲን ኣብ…