Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…
ንመርሃ ግብሪ ሐምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ 317 ሺሕን 521 ሄክታር መሬት ከምዝተዳለወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ፅባሕ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሐምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ 317 ሺሕን 521 ሄክታር መሬት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ነበርቲ ብበዝሒ ወፂኦም ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ።
ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ…
ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህንዲን ኣሜሪካን ንዝመፅኡ ወለንታዊያን ሰብ ሞያ ሕክምና መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ።
እቶም ሞያተኛታት፥ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢን ስልጠናን ዝሃቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ ብክረምታዊ ወለንታዊ…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብግፍዒ ውላዳ ንዝሰኣነት ኣዶ ህፃን ሄቨን መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብግፍዒ ውላዳ ንዝሰኣነት ኣዶ ህፃን ሄቨን መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳርን ሎሚ ኣዶ ሄቨን ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም።
ውላዳ ብግፍዒ ስኢና ንዝሓለፈ…
ፓርቲ ብልጽግና ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈትን ብሓባር ብምዃን ንተጎዳእቲ ወገናት ዞባ ጎፋ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ኣበርኪቱ።
እቲ ደገፍ፥ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ክፍለ ከተማ ሱሉልታ ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታዊያን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ሱሉልታ ብምርካብ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ስድራ ንዝኾኑ ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ።
ጎኒ ንጎኒ እቲ ደገፍ…
ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ።
ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሞያውያን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት…
ኣብ ትግራት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ክብርታትን ረብሓታትን ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ ፓነል ምይይጥ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መገዲ ኣዋልድ ብናፅነት ዘኽብረኦ በዓል ኣሸንዳን ማርያን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ብምስንዳእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ኢትዮጵያን የመንን ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን የመንን ታሪካዊ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ኣቦ መንበር ፕሬዚደንታዊ ቤት ምኽሪ ራሽድ ሙሐመድ አል-አሊሚ (ዶ/ር)…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግድብ ተከዘ ዝኣቲ ማይ ኣብ ከይዲ ምትንፋስ ዘለዉ ዩኒታት እቲ ጣቢያ ስራሕ ደው ብምባሎም ምኽኒያት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብቲ ግድብ ማይ…