Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ እንትካየድ ዝነበረ ወርክሾፕ ምድላው…
ኣብ ዝቋላ ንፁሃን ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ መስ ኣዘዝቶም ተደምሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቋላ ንፁሃን ብዘይርህራሀ ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ምስ ኣዘዝቶም ከምዝተደምሰሱ ራብዓይ ሬጂመንት ክፍለ ሰራዊት ጉና ኣፍሊጡ።
ኣብ ምድራቕ ዞባ ሸዋ ወረዳ ሊበን ጭቋላ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታትን ጎቦን ጫካን ዝቋላ አቦን…
ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ መንጎ ክልል ኦሮሚያን ሲ ሲ ኢ ሲሲን ዝተገበረ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሉሜ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ሓዱ…
ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋን ዘቲዮም።
ፖሊስ…
230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ተመለስቲ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ነቶም ተመለስቲ ኣድላዪ ደገፍ ብምግባር ናብ ስድረኦም ንምፅንባር ዘኽእል ኣድላዪ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ካብ 29 ሚያዚያ…
ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ የመንን ኢራንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዳይሬክተር በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ኳታር ሱልታንአል ሳዓዲን ልኡኾመን ዘቲዮም።…
መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ይሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ዩንቨርስቲ ቦንጋ ይሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንዘላቒ ናብራ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።
ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ነገሪ…
ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ኩለ መዳይ ቤት ፅንፀት ድሬዳዋ ገሊፁ።
እቲ ቤት ህንፀት ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝተፈላሉዩ ሙያዊ ስልጠናታት ብምሃብ ማሕበራት ብምውዳብ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ንዕዳጋ የቕርቡ ተረባሕቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ።
ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም…