Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢሬቻ ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣከባብራ መስቀል ደመራ ገምጊሞም። ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

መዓልቲ ኣረጋውያን ብብሄራዊ ደረጃ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ንመበል 33 ግዘ "ክብሪን ፍቕሪን ንኣረጋውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጋምቤላ እናተኸበረ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሂክማ ከይረዲንን ብሄራዊ ማሕበር ኣረጋውያንን…

ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…

ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ እታወት ዘጓዓዕዛ 36 ዘበናዊ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ኣብ ለሚ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ውሽጢ ሃገር እናእተዎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ 330 ገልበጥቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ እተን 36 ኣብ ሳይት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ እታወት መዓድን ፍርያት ሲሚንቶ ካብ መፍረዪ ጣቢያ ናብ መኸዘኒ…

ኩባንያ ኦምኒፖል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቼክ ሪፐብሊክ ዝኾነ ኦምኒፖል ንመገደኛታትን ንፅዕነትን መጓዓዓዚ ዝውዕል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ናብ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ከምዘቕርብ ተገሊፁ፡፡ 19 ሰባት ናይ መሓዝ ዓቕሚ ዘለዎን ኩለመዳያዊ ረብሓ ዝህብን እቲ ዘበናዊ…

ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ሃገሬ ኢቨንትን ፕሮሞሽንን ተሰናዲኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ  ኣብ ዝሳለጥ ኤክስፖ ኢሬቻ 2017፥ ፓነል ዘተ፣ ኮንሰርት ሙዚቃ፣ ባዛርን ወዘተን ከምዝካየዱ ተገሊፁ። ልውውጥ ባህሊ፣…

ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ። እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…

ሙሁራን ክብሪታት ኢሬቻ ንምጉልባት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁራን እቲ ዓውዲ ክብሪታትን ሰናይ ምስሊታትን ኢሬቻ ኣብ ዘደንፍዑ ስራሕቲ ንኽሰርሑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ‘ጉሚ በለል’ 'ኢሬቻ ንባህሊን ህዳሰናን'…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7)  ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…