Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ልኡኻት ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ…

ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝምራሕ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…

ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓጋጊዝና ዝይድፋእ ዝመስል ማሕለኻ እናተሳገርና ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ በባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ከመዝግባ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2024 ክሳብ 2029 ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነት ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ፡፡ ኣብ ሃገራት ዓለም ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘፋልጥ…

ኢትዮጵያ ናብ ብሪክስ ንኽትፅምበር ቻይና ዝገበረቶ ሓገዝ ጥንኩር ምሕዝነት እተን ሃገራት ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ስራሕ ግዘኦም ዝዛዘሙ ኣምብሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዡዩኣን ነናብ ሃሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦተ ኣመራርሓን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ሓዊን እታ ከተማ ገሊፁ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ፥ እቲ ሣደጋ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መአዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሕት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር ንኣረጋዊያንን ዓቕሚ ዘይብሎምን መኣዲ ኣንጊዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ነቶም ወገናት ምእንጋዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓል

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓል ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ፥ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…