Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ሕብረት ብዘጎልብት መልክዑ ንኽኽበር ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ርዕሰ ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ባህላዊ ክብሪታቱ ሕብረትን ፍቕሪን ብዘጉልህ መልክዑ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም።
ኣብቲ ክልል በቢዓመቱ ብልዑል ድምቀት ዝኽበር በዓል ዒድ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…
ዊንጉ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒ ስለዘማለአ ወረቐት ምስክር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊንጉ ኣፍሪካ ብ50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒታት ብምላእ ወረቐት ምስክር ረኺቡ።
ዓለም ለኸ ምዘና እናተገበረሉ ብምፅናሕ ደረጃ ”ቲር” 3 ብምምላእ ወረቐት ምስክር ዝረኸበ እቲ ማእኸል÷ ንመንግስቲን…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣግባብ ካብ ሞንጎ ዝተወሰዶ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ።
ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ 6 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብዝተፈጠረ ፀገም ምኽንያት ብር 801 ሚሊየን 417 ሺሕን 747ብር 81 ሳንቲም…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።
ብሓባር ምስራሕ…
ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አራኤል ተስፋዬ ይታይህ፥ ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
እቶም…
ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም።
እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…
ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።
ብኢንስቲትዩት…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን…