Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሕክምና ድጋፍ ኣካልን ተሃድሶን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ጥዕና ኢትዮጵያን ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።
ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና…
ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ብዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደርን ማእኸል መፍረዪ ግላቭ ሜዲካል ኣፎሚ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቶም ልኡኻት ኣብቲ ዑደት፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝህነፅ ዘሎ ማእኸል መውሃቢ ሕክምና ጨረራ ካንሰር ዝበፅሐሉ ብርኪ…
ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ፎረም፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ መንግስቲ ዘውፅኦም ሕጊታት፣…
ተወዳዳሪ ዓውዲ ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪን ንኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ልዑል ግደ ዘለዎምን ዓውዲታት ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ኣብ ስራሕቲ ቢዝነስ ቀረብ ልቓሕ ዘሎ ፅዕንቶ ጠመተ ብምግባር ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…
ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ።
ኣብ ቀረባ ዝተሸሙ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን ገሊፆም።
ኣብ መንጎ…
ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገንዘብ ገይራ።
ሓላፊት እቲ ሊግ እሌኒ ዓባይ፥ ሊግ ደቂ ኣኒስትዮ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ተረባሕነት ደቂ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ምዕራብ ጎንደር ሸህዲ ሽንፋ ብምግባር ናብ ከተማ ባህርዳር ክኣቱ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ከምዝተትሓዘ ኮማንድ ፖስት ባህርዳር-ጎንደር ኣፍሊጡ።
እቲ ዘይሕጋዊ ሽጉጥ ኣብ ተሽከርካሪት ተመሳሲሉ ብዝተሰርሐ ሻግ ብሕቡእ ተፃኑ እንትጓዓዝ ብዝተገበረ…