Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 900 ስታርት ኣፓት ዝሳተፉሉ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተኸፊቱ።
ንሰለስተ ሰሙን ዝፀንሕ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምፅምባር ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት…
ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ።
እቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ መንግስቲ ለውጢ ዘምፅኦም ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢታት ንምድጋፍ…
በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ንሓደጋ ዘቃልዑ ኣሰራርሓታት ብምሕባር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ናይ ጥንቃቐ…
ብዙሓት ዓወታት ዘመዘገበ፣ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ – ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘመናት ኣጋጢሞም ዝነበሩ ስብራታት ብግቡእ ዝፈለየ፣ ስብራታት ብምፅጋን መፍትሒ ዘቐመጠን ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ” ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ መምርሒ ኢንቨስትመንትን እቲ ብሄረሰብ ኣይተ…
ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ።
ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና…
ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ከተማ ደባርቅ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ስልፊ ተኻይዱ።
እቶም ሰልፈኛታት ዉሽጣዊ ሰላምና ብምፅናዕ ደጋዊ ፅዕንቶታት ብዓወት ክንዋፃእ ኢና፣ ሰላምና ኣብ ሕድሕድ ገዛና ኢያ፣ ኣብቲ ክልል ሕቶታት ብሰላማዊ መገዲ…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማታት በርሊን፣ ማድሪድን ዴጉን ኣብ ዝተገበሩ ውድድራት ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሙላቷ ተክሌ ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 6 ደቒቓን 53…
ኣብ ከተማ ገንዳ ውሃ ዝሳለጥ ዘሎ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ።
እቶም ሰልፈኛታት፥ ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሃገርና ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ግደና ክንዋፃእ ኢና፣ ብሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ዝብተን…
ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገራዊ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምጥንኻር ጠመተ ብምሃብ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ።
እቲ ደገፍ፥ “ንሰላምና ዘብዒ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ 78 ዓመታት ጉዕዞ ዓወቱ ኣመልኪቱ ብፍሉይ ምድላው ናብ ካይሮ በረራ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ንሃብ ዝጀመረሉ መበል 78 ዓመት ኣመልኪቱ ፈላማይ በረራ ናብ ዝገበረላ ካይሮ ብፍሉይ ምድላው በረራ ገይሩ።
እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 29 መጋቢት 1946 ብኣስመራ ኣቢሉ ናብ ግብፂ ካይሮ…