Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ብምንግስቲ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
ተወካሊ ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣታለል ኣቦሃይ፥ ብሰብ…
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክጅመር ኢዩ ኢለን።
ኣምባሳደር ብርቱካን ነዚ ዝበላ…
ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታት፣ ተመዛበልቲን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ትግበራ እቲ ፕሮጀክት መንግስቲ ኔዘርላንድ ምስ ስደተኛታትን ኣገልግሎት ተመለስቲን ኢትዮጵያን ካልኦት ሰብኣዊን ኤጀንሲታት…
ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ)ን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶንግሆ ኪም ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሓፂር መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዞር ሹም ሰራዊት ምክካል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣካቢ ቀዋሚ…
ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፆም።
እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ኢትዮጵያ ናይ…
ንናይ ሎሚ ዘበን ጉዕዞ ሓጂ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 10 ሺሕ ሁጃጃት ተመዝጊቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ጉዕዞ ሓጂ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 10 ሺሕ ሁጃጃት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስለምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
መበል 1 ሺሕን 445 ምዝገባ ጉዕዞ ሓጂ ካብ 27 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ…
ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቡበከር ካምፖ ዘቲየን።
ዶ/ር መቅደስ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝለዓለ ኒሻን ደቡብ ሱዳን ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ናይታ ሃገር ዝለዓለ ኒሻን ንላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣበርኪቶም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ብሄራዊ ቤተ…
ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ልዕሊ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፈፀሙዎ ተግባር ኮኒኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውሑዳት ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ልዕሊ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፈፀሙዎ ዘይተገበአ ተግባር ኮኒኑ።
ብንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣሰራሩርሕኡ ንምዝማን ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ብዝተፈጠረ ስሕተት ገንዘብ ልውውጥ÷ ውሑዳት…