Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ግሪኽ መዘነአን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ክሪኽ ካትሪና ሳኬላሮፖሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ብምርካብ ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግሪኽን ዘሎ ታሪኻዊ ምትእስሳር ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዳግም ኣረጋጊፀን።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምናን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኣሜሪካ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምግታእ ዝውዕል 111 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ትልሚ ህፁፅ እዋን ድጋፍ ኤድስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምጥፋእ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ሓገዝ 111 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም።
መተሓባበሪ ዓለም ለኸ ኤድስ ኣሜሪካን ላዕለዋይ በዓል…
ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ ተሽከርከርቲ ንክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዋሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝዓደገን 42 ቶዮታ ሃርድ ቶፕ ን12 ክልላትን ከልተ ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ኣርባዕተ ትካላት ፌዴራል ኣረኪቡ።
እቲ ዕድጊት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ሚኒስቴር ገንዘብ ተግባራዊ…
ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ ክብሉ ኣቦታትን መምህራንን ሃይማኖት እስልምና ገሊፆም።
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣቦታትን መምህራንን…
ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ከጭበርብሩ ዝፍትኑ ኣለዉ – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ኣጭበርብሩ ካብዝፍትኑ ንክሕልዉ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡
ኣጭበርበርቲ ኣብዚ ሰሙን ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ንምጥቃም ፈተነ እናገበሩ ምዃኖም ከምዝፈለጠ…
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ስራሕቲ…
ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተሳለጡ ዓበይቲ ተግባራት እናገምገመ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተወገኑ ዓበይቲ ተግባራት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን እናገምገመ ይርከብ።
ወረዳታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ደብረብርሃን ብሓባር ምኽክር እናካየዱዎ ኣብ ዝርከቡ መድረኽ÷ ኣብ ክልል…
እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ብምዃን እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ኣንቢሮም።
እቲ ህንፃ መንበሪ ኣምባሳደር ሓዊሱ መአከቢ ኣዳራሽን ንዝተፈላለዩ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…