Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም። ካብ ደገፍ…

እቲ ማእኸል ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ማእኸል ምርምር…

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ንሕቶ ዓማዊል ምላሽ ንምሃብ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓስፖርት ምሕታሙን ካብዚ 640 ሺሕ ንዓማዊል ከምዝተውሃበ ተገሊፁ። ዋና…

ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ዘተ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ንምስሳን ፍሪያት” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዮ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ። ከምኡውን  9 ረቀቔቲ ኣዋጃት ከምዘፅድቕን ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ድማ ናብ ዝምልከቶም ቆወምቲ ኮሚቴታት ክመርሕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል ዓቃቢ ሰላም መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሰራዊት ምክልኻል ሁርሶ ንልኡኽ ሰላም ዘሰልጠኖም ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ወተሃደራዊ ስልጠናታት ተግባርን ክልሰ ሓሳብን ዝተኸታተሉን ንልኡኽ ሰላም ዝሰርሑን ዓቀብቲ…

ሜ/ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ገበን ግዕዝይና ጥፍኣተኛ ተባሂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ክሲ ገበን ግዕዝይና ናይ ጥፍኣተኛ ፍርዲ ተመሓላሊፎዎም። እቲ ናይ ጥፍኣተኝነት ፍርዲ ዝሃበ÷ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ 3ይ ጉዳያት ገበን…

ን‘ሓደ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ዝተመደበ በጀት ንውልቀ ረብሓ ውዒሉ- ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ን ‘ሓደ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ብቦርድ መረፃ ዝተገለበረ ሓገዝ በጀት ንዝተሓሰበሉ ዕላማ ከምዘይወዓለን ንውልቀ ረብሓ ከምዝወዓለን ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ “እቲ ፓርቲ እቲ ሓገዝ በጀት ንዝተሓሰበሉ ዕላማ…