Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገር ለኸ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘይሻራዊ ኣማኻሪ ፖሊስ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጣየሸ ሃገር ለኸ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘይሻራዊ ኣማኻሪ ፖሊስ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብቲ ኣኼባ÷ ስራሕቲ እቲ ዘይሻራዊ ቤት ምኽሪ ዝመርሑ ሸውዓተ…
ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ገይረን፡፡
እቲ ዑደት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን እናተጠናኸረ ዝመፅአ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እውን ነምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ተጓዒዞም ምስ ዝተረኸቡ ኣቦታትን ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንኣይተ ደመቀ መኮንን ናይ ክብሪ ምፍናው ገይሮምሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ናይ ክብሪ ምፍናው ምስጋናን ገይሮምሎም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ዝነበሮም ናይ መሪሕነት ዘበን ንዘበርከቱዎ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኢዩ ምስጋናን ናይ ክብሪ…
2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ንሓረስቶት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያሓመድ) ናብ ኢትዮጵያ ብምጉዕዓዝ ቅድሚ ክረምቲ ምእታዉ ንሓረስቶት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ቴክኒካል ኮሚቴ መዳበሪያ ሓመድ…
ብናይ ሕሶት ሰነድ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብምጥቃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ብር ዋጋ ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።
ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ መዓልቲታት ብዝገበሮ ስራሕቲ ቁፅፅር ኢዩ 40 ሚሊየን ብር…
ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ናብ ስልጠና ተሃድሶ ዝኣተዉ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ኣቀባብላ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ንካልኣይ ዙር ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ መደረ ዘስምዑ ኮሎኔል ኣየለ ጊሳ÷ ኣብቲ ስልጠና ተሃድሶ ዝፍጠረሎኩም ዓቕሚ ናብ ታሕቲ ብምውራድ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም።
እቲ ሽልማት ዝተረከቡ፥ ንሚኒስቴር ግብርና፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ትካል ኣገልግሎት…
ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡሉልታ፥ ብዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ዝምድና ኢንቨስትመንት ክልቲአን…
ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብጥበብን ብፍልጠትን ምውጋን ከምዝግባእ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብዙሓት ለውጢታት እናሓለፈ ዝርከብ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ብገናዘበ መገዲ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብጥበብን ፍልጠትን ምውጋን ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣገንዚቦም፡፡
ምስ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…