Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ቀፂሉ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝውግኖም ፕሮጀክታት ኣድሂቦም ሎሚ ወጋሕታ ምስ ምክትል…
ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝነበሩ 180 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻን ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘኽእል መድረኽ ምልዕዓል ኣብ ከተማ መቐለ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ መድረኽ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻልን ተመለስቲ መሊስካ ንምጥያሽን ዘኽእል ሕብረት ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 8ይ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡
ኣብ መኸፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ኣምባሳደራት፣ ሰብ ሞያ ሕክምናን ዕድመ…
ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋ 40 ሚሊየን 125 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ብኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሶማሌን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ብዝተገበረ ቅብብል ሓበሬታን ስራሕቲ ክትትልን 26 ለካቲት…
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡
ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዓወት ዓድዋ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃጋራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ርክብ ፖሊስ ምስ ፖሊስን ምትሕብባርን ብምጥንኻሮም ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡
ብኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ፖሊስ ፌደራል ምክትል ኮሚሸነር…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም፡፡
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ "ከተማና ምስ ምስፍሕፋሕ ከተማ ዝመጣጠን ጠለባት ዘደንፍዑ ወሰንቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም…
ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪፎርምታት ናብ…
ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ተዋሂቡዎም ኣሎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ዝተውሃዎም ጉዳያት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ሚኒስቴርን ፍትሒ ኣመልኪቶም መብርሂ ዝሃቡ…