Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣብ ክልላዊን ሃገራዊን እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣአለዎ – ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲን ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ 15 ከተማታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰበ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ እዚ ዝበላ÷ ህንፀት ማእኸል ምግብና ከተማ ጎንደር እምነ ኹርናዕ ኣብ ዘንበራሉ እዋን ኢዩ።…
መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
"ህብረ ብሄራዊ ሕውንት ንዘላቒ ሰላምን…
ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልና ክልልን ኣብ ከተማ ሰቆጣ ብምርካብ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ…
ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን ክብላ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ፌዴራልን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።
ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራል ካብ ከተማ ደሴ ዞባ…
ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ‘ፈረስ ጉግስ‘ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምርኢትን ውድድርን ‘ፈረስ ጉግስ‘ ኣብ ሰንዳፋ በኬ ተኻይዱ።
ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል…
ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…
ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ።
እቶም ሕፁያት መኮንናት ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ…
ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሪና ዘቲየን።
ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥…