Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ክገብር ኢዩ – ወርቁ ጋቸና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ከምዝገብር ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡
ፋና…
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ናይ ፅልኢት ዘረባን ንምምካት ምስ ፋና ተዋዲዱ ክሰርሕ ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ናይ ፅልኢት ዘረባን ንምምካት ምስ ፋና ተዋዲዱ ከምዝሰርሕ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም፡፡
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፀ ሓዱሽ ዘመናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ሎሚ…
ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገፆም፡፡
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፀ ሓዱሽ ዘመናዊ ስቱዲዮ ፋና…
ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም፡፡
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፆ ሓዱሽ ዘበናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ፡፡
ኣብቲ…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓ.ማን ካልኦት ፃውዒ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ሕውነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብዛዕባ…
ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ሎሚ ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ለጊሶም።
እቶም ሓድግታት ዘረከቡ ክልላት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባን ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ጥላሁን ወርቁ ተረኪቦም።
ኣይተ ጥላሁን፥ እቶም…
ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ…
ሂዝቦላህ ኣብ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ ከባቢታት ዶብ ኣብ ዝርከቡ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ።
በቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤላትን ካልኦት ኣፅዋራት ኲናትን ኣብ ረብሓ ከምዘውዓለ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ሂዝቦላህ…
ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ።
“ዓድዋ ንንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ።
ሚኒስቴር ሰላምን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም…