Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ከምዘሎ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ምክትል ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሳሙኤል ኢሳ ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ሳሙኤል ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሳልሳይ ጉባኤ…
ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ዩኒሴፍ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ( ዩኒሴፍ) ኢቫ ካድሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።
ትካል ዩኒሴፍ…
ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ካብ 3 ክሳብ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ እቶም ኣቑሑት ክተሓዙ ዝኸኣሉ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛን ደራሲን ገነነ መኩሪያ (ሊብሮ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ሎሚ ወጋሕታ ህይወቱ ከምዝሓለፈት ስድርኡ ኣፍሊጦም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተግባራዊ ስልጠና ፈጠራ ዕድል ስራሕ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ መቐለ ናብ ተግባራዊ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ንምእታው ተግባራዊ ስልጠና ጀሚሮም።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ቐፃሊ ተስፋ ትግራይ ንምግሃድ ግደ መናእሰይ ልዑል…
ኣብ ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ብብርኪ ክልል ብምትሕብባር ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቑጠባዊ…
ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ።
ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ኣሜሪካ ሕክምንኡ ክትትል እናገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወቱ ምስኣኑ ይዝከር።
ኣብ ኣሜሪካ…
ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ፈጣርነታ ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶ ፈጣርነታን ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኩለ መዳይ ስነ ምግባር ኣመራርሓ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ኣብቲ ባይቶ ይወሃብ ኣሎ።…