Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ።
ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ንቐፃሊ ዝኸውን ዕዉት ስራሕ ንምስራሕ ዘኽእል ኣንፈታት ሂቦም።
ኣብቲ ፀብፃብ ዝተርኣዩ ፀገማት…
እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ሎሚ ተነቢሩ።
ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣይተ ሃፍቱ ኪሮስ፥ ከተማ ማይጨው ማይጨው ንኣመሰራርትኣ ዝምጥን ዕብየት ከየርአየት ምፅንሓ…
ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ብውህብቶ ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ንሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ብውህብቶ ለጊሶም።
እቶም ስድራ ካብ ወላዲኦም ብሓደራ ዝተውሃቦም ቅርስታት ከምዝለገሱ ተገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…
ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ መመሓየሺ ደንቢ፥ ዝተጀመረ ሃገራዊ ሪፎርም፣ እዋናዊ ኣወዳድባ እቲ ባይቶን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓን ንምኽታል ብዘኽእል መገዲ ጠመተ ከምዝተገበረ…
ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን ተጓዓዚያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ እንትዓርፍ ትሑት ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ
እቲ ጉድኣት ኣብ ተሳፈርቲን ሰራሕተኛታት በረራን ዘጋጠመ ምንም ጉድኣት ከምዘየለ እቲ መገዲ ኣየር ኣረጋጊፁ።
ቁፅሪ…
በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ፓነል፥ ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝመፅ ኣጋይሽ፣ ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልልን ዞባ ደቡበን፣ ነበርቲ እታ ከተማን ካልኦት ኣጋይሽን…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ምዝታየን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣባላት ጉዳያት ምክልኻል ሃገር ፓርላማ ፈረንሳይ ከምዝዘተየ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ…
ኣብ ከቢድ ድርቂ ዝርከብ ህዝቢ ንምድሓን ከም መንግስቲ ኩሉ ዓቕሚ ኣዋዲድና ክንሰርሕ ኢና -ኣይተ ጌታቸው
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዐ ከባቢ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ፈለገ ወይኒ ዑደት ኣሳሊጦም።
ብሰንኪ ድርቂ ንዝለዓለ ጉድኣት ተቓሊዕና ሕሱም ናብራ ነሕልፍ ኣለና ዝበሉ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ፥…
ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ንምብራኽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናሲዮ ካሲስ ዘቲዮም።
ኣብ ዳቮስ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝህሉ…
በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብዝደመቐን ፍፁም ሰለማዊ ብዝኾነን መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
ከንቲባ ኣዳነች በዓል ጥምቀን ሃይማኖታዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ…