Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ምትእኽካብ ጀሚርና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ካብ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምትእኽካብ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እቶም ዝእከቡ ዘለዉ ቅርስታት፥ ምስ ዝነበረ ኲናት፣ ጅግንነትን ዓወትን ዝምድና ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽበር “ወርሒ ጥዕይቲ ኣደ” ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 01 ጥሪ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ "ፍትሓውን ፅሬት ዘለዎን ክትትል ቅደመ ወሊድ ብእዋኑ ብምጅማር ጥዕና ኣዴታት ነረጋግፅ" ብዝብል መራሕ ሓሳብ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ…
ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ኣብ ዘሎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ጀሚሩ።
መተሓባበሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው ሃይለ፥ ሆስፒታል ሱሑል ሽረ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ኣክሱምን ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ…
ቱሪዝም ካብ 5 ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ካብ ሓሙሽቲኦም ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ…
ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝመርሖ ልምዓት ምርግጋፅ ጉዳይ ህልውና ሃገር ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝመርሖ ልምዓት ምርግጋፅ ጉዳይ ህልውና ሃገር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ተግባር እቶም ሚኒስቴር ከምኡ ውን ትሕዝቶ፣ ፖሊሲታት፣ ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ…
ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሓሳቦም ዘካፈሉ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ዋና ዳይሬክተር ፖለቲካዊ ጉዳያትን ፍሉይ ልኡኽ…
ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ፅምብላ ከተማ ዓዲገብሩ ብልዕሊ 50 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ(ዶክተር) ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ነቲ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ዝኸፈቱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብምንቅስቓስ ዕዉት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣመራርሓ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም።
ብመሰረት እዚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ግቡእ ደገፍ…
መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማትን ኣመራርሓታት እቲ ሕብረት፣ ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ኣምባቃደራት ኣብል ሃገራት እቲ ሕብረትን…
ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይተማእኸለ ምሕደራን ዴሞክራተይዘሽንን ግዝያዊ…