Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን።
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፈረቓ ዓመት ይቕፅል ኣሎ።
ሎሚ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…
መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ ሙዚየም መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ኤግዚብሽን ሰሙን ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና…
ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ ርብርብ የድሊ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
ኣይተ ጌታቸው ብሚኒስትራት ፌዴራል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ…
ኣብ ቻይና ስልጠና ሓለዋ ድሕንነት ዝወሰዱ ኦፊሰራት ፖሊስ ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ስልጠና ሓለዋ ድሕንነት ቪ ኣይ ፒ ብምውሳድ ዝተመለሱ 72 ኦፊሰራት ፖሊስ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ እቲ ስልጠና…
ኣብ ትግራይ ብ2 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ብ2 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ኣብበ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓላፊ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን ኤሌክትሪክ ግርማይ ግደይ፥ ብሰንኪ ምውዳቕ ዓምድታት ዕንፀይቲን…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ምክትል ሓላፊ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ(ዩ ኤን ኦቻ) ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ምክትል ሓላፊ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩ ኤን ኦቻ) ኣብ ኢትዮጵያ ቦንይ ምፓካ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ህልዊ ኩነታት ሰብኣዊ…
ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ንዝነብሩ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ወገናት ዝኸውን ሓሙሽተ ምድላዋት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ካልኣይ…
ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንትግራይ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንክልል ትግራይ ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ።
ብሚኒስትራት ፌዴራል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ሒዙ ሎሚ መቐለ ዝአተወ እንትኾን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እውን ተራኺቡ ኣሎ…
ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረብሓታት በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ንዞባዊ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዝገልፁ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሎም።
ኣብቲ መፅናዕቲ፥…
ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ዘለዉ ሃፍቲ ንዓውዲ ቱሪዝም ብዝጥዕም መገዲ ንምልማዕ…