Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ንምስላጥ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ባንኪ ዓለም ብዝምድቦ በጀትን ብውሽጣዊ ኣታዊ ቤት መዘገጃን ዝሳለጡ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት…

ሚኒስቴር ቱሪዝምን ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ትግራይን ምንቅስቓስ ቱሪዝም ትግራይ ዳግም ብምጅማር ንበፃሕቲ ክፍቲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ፌዴሪኢን ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ትግራይ ብምዃን ኣብ ገርዓልታ ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ኣካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብቲ ዑደት ተሳቲፎም። ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ ጀሚረን ትምህርቲ ከምዝጅምራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ሚኒስቴር ትምህርቲ አፍሊጡ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈጠረ እዋናዊ ፀገም ፀፅታ ምኽንያት ኣብቲ ክልል ዝርከባ…

ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ሜታ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ብሰላም ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣቦታት…

ኣብ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቀበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም። መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዝዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝርከቡ ዕጡቓት ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምስ ምምሕዳራት…

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡…

ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዉ ትምህርቶም ምክትታል ዘይከኣሉ ተምሃሮ ፀገሞም ዝፈትሕ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ኣሎዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ከምዘለዉ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሀንፀት ብብርኪ ከተማ ሓደ ክሳብ 40 ሺሕ ሰባት ከተኣናግድ ይኽእል…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ብምትሕብባር ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ከምኡውን መንግስታዊ፣…

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ኮሚሽነር ጉዳያት ሰላምን…