Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጥቓ ከተማ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ወገናት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሓውዜን ናብ መጋብ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት ኣርባዕተ ወገናት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 2:45ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሚዲካል ዳይረክተር ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ዶ/ር ዑቑባይ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ኮፕ28 ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚግዌል ዲያዝ-ካናል ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ሓላፍነት ክሌማዊ ለውጢ ዓለም፣ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ጉዳያት ብሄራዊ ልምዓትን ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት…
ከተማ ኣክሱም መርኣያ ናይ ኩሎም ተፈጥሮኣዊን ሰብ ሰራሕን ሓድግታት ትግራይ እያ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸበረ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ብርክት ዝበሉ…
ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
ንሃገሮም ኣብ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዝፈላለዩ ሓላፍነታትን እናገልገሉ ዝነበሩ ነበር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም
እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኮፕ28 ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ቻይና መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ኣብ ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻን ገፀርን ገሊፆም።
ምክትል አፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ በዶ…
ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ።
እቲ መደረኽ ዘተ መበል ራብዓይ ዙር እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ እቶም ትካላት ልምዓት፣ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ገንዘብን ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ…
መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብብርኪ ክልል ይኽበር ኣሎ።
ኣብ ክልል ሃረሪ ብብርኪ ክልል መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን እናተኸበረ ይርከብ።
እቲ በዓል "ብዝሃነትን ማዕርንትን…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሪሕነት ማሕበረሰብ ንዝዓዘዘ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ብዝብል መሪሕ ቃል ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ-ግብሪ÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰርሑ…
መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…