Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናብ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሰብ መዚ ኤሮኖቲካል ፈረንሳይ ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ…
155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ምስ ዞባ ምብራቐ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ማሕበረሰብ ዓሌት ኢቱ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ብዝገበሮ ዘተ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ተወሺጦም ብሕቡእ ብምንቅስቓስ ንባዕሎም…
ማሕለኻታት ዓውዲ ትምህርቲ መፍትሒ ንመሃብ ብሙሉእ ተበግሶ ምስራሕ ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ ( ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 32 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ ብዘዝተፈላለዩ ጉዳያት ብትኹረት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ብምሕላፍ ኢዩ ተዛዚሙ፡፡
ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለዉ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዘለዉ…
ናህሪ ዋጋ ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ተገሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ኣብ ወርሒ መጋቢት ካብ ዝነበሮ 35 ሚኢታዊ ኣብ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ.ም ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡
ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ÷ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ንባይቶ ወከልቲ…
ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ።
ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር…
ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ምዃኑ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ሓጂ ኢብሳ፥ እቲ ስርዓት ዘይተገበአ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ብምግዳብ ጠለብ ነዳዲ ንምቑጣብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ጎንደር ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፖርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዮም፡፡
ኣይተ ኣደም ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ÷ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ባዩህ ኣቡሃይ፣ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል ኣይተ እርዚቅ…
ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም።
ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ዘተኦም መንግስቲ እቲ ክልል ትኹረት ሂቡ እናወገኖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ጉዳያትን ገለፃ…
ንኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንታት ንምውፋር ድሌት ንዘርአዩ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ።
ዋና ፈፃሚ ስራ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምክትል ኮሚሽነር…
ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ።
ብማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሓማማት ኣፍሪካን ሚኒስቴር ጥዕና ዛምቢያን ዝተሰናደአ ዘጋጀው 33ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ…