Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሪፖርት ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።
ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ፅንተት ዓሌትን ኣሎ ብዝብል ዘውፀኦ…
ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ዘዕግብ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣሕዋት
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጅማ ብተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ዝተፈተኑ ክልተ አሕዋት ቦና ደጀኔን ሮብሰን ደጀኔን ዕግብ ውፅኢት ኣመዝጊቦም።
ኣብቲ መልቀቕ ፈተና÷ ቦና ደጀኔ 566 እንተመዝግብ፤ ሮብሰን ደጀኔ ድማ 537 ከመዝግብ…
ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብምኽንያት ዘጋጠመ እዋናዊ ፀገም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ናይ ምግባር ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።
ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ቀጠና ኲናት ንምውፃእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ…
ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ዝወገኖም ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዓለም ገለፃ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽ ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እናሰርሖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣመልኪቱ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ገለፃ ገይሩ።
ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ገለፃ እቲ ኮሚሽን ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲ…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ዘጠናኽር ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያነ ብሪክስን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ መስራቲ ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ብሪክስ ማዱካር (ዶ/ር)ን ምክትል መስራቲ ሱሺ…
ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂን ዲጂታል ቴክኖሎጂን ብሓባር ክሰርሓ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ ምስ ገዛኢ በዓል መዚ ምምሕዳር ስዑድ ዓረብ ኣሕመድ ኣልሳዋን (ኢንጂነር)…
413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ትማሊ ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ፍልሰተኛታት እተን 164 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና 249 ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሎም፡፡
እቶም ፍልሰተኛታት ብበዝሒ ኣብ ጅቡቲ…
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እምነት እንትስእኑ ውክልነኦም ዝለዓለሉ ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብዝመረፆም ህዝቢ እምነት ኣብ ዝስእኑሉ እዋን ውክልነኦም ኣብ ዝለዓለሉ ከይዲታት ዘድሀበ ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ።
ዜጋታት ብዝመረፁዎ ተወካሊኦም እምነት ዝስእኑ እንተኾይኖም ሕቶ ይውረደልና…
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር÷ ኣብ ዓውዲ ምድላው ትልሚ፣ ክትትልን ገምጋምን ኢንቨስትመንት ከምኡ…
ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ንምቁራፅ ነሸማግል ክትብል ንግብፂ ፃውዒት ኣቕሪባትላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጎንፂ እስራኤል - ሓማስ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰባን ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ክተሸማግለን ከምትደሊን ገሊፃ።
ፍሉይ ልኡኽ ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ ቻይና ዣይ ጁን ከምዝበሉዎ÷ ብፍላይ እቲ ኲናት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ወገናት ካብ ዝውላዕ…