Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

9ይ ጉባኤ ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሓሙሽተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ 9ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ህዋሳት ሕማም ዝረአዩ ስግኣታት ክትትልን ቁፅፅርን ምስትኽኻል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ንፈለማ እዋን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተገይሩ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያን ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣልጄሪያ ዮሴፍ ቸርፋን ዳይሬክተር…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ከምዝተኸፋፈለ ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ኣብ መኽዘን…

ኢትዮጵያ ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ዩኔስኮ ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 11 ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና። ኢትዮጵያ ኣብ መበል 45 ጉባኤ ሓድጊ ዓለም ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌን ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት…

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ድማ "ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78…

ብግድፈት ስነ-ምግባር መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዕሊ 268 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጥሕሰት ግድፈት ስነ-ምግባር መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዕሊ 268 ሚሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኸኣለ ኮሚሽን ጉምሩ ገሊፁ። ኣብቲ ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ዘፈር ኦፕሬሽን ኣይተ ኣዘዘው ጫኔ÷ ኣብቲ ኮሚሽን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ለውጢ ዕንቅፋት…

ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይክሮሶፍት ንፕሮግራም ዲጂታል ልምዓት ኢትዮጵያን ክሕግዝ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ…

መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ትምህርቲ ምምሕያሽ ናይ ቀፃሊ ወለዶ ዕድል ምምሕያሽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ ውሕመ “ትምህቲ ርኣብ ዘበነ ዲጂታል ንልምዓት፣ ንፍትሓዊነት፣ ለሰላምን ድሕንነትን ዝሕግዝ ኢንቨስትመንት”…

ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድን ኣብ ዓውደ መፅናዕቲ ምትሕብባር ሕርሻ ቻይና ቀርኒ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ጥዕና ሓመድ ብብርኪ ዓለም መተሓሳሰቢ ከምዝኾነ ዝተገለፀእንትኸውን÷ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላው…

ኣይተ ደመቀ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ጎድና ጎኒ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መግስታት ክሌማዊ ለውጢን…