Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 164 ቢሊየን ዶላር በፂሑ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 164 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን እናሃቡ ይርከቡ፡፡…

ስርዓተ ትምህርቲ ንምስትኽኻል እናተገበረ ዝርከብ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስርዓተ ትምህርቲ ንምስትኽኻል እናተገበረ ዝርከብ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፅሬት ትምህርቲ ብዝምልከት ንኣባላት ፓርላማ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ፀገም ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ…

ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ኣምሓራን ሕቶ ዝለዓለሎም ከባቢታት ብዝምልከት ናትና ጥራሕ መፍትሒ ይተግበር ኣይበልናን-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ሕቶታት ዝለዓሎም ቦታታት ሕጊ ዝተኸተለ፣ ዘላቒ ሰላም ዘኽበረን ሓድነት ህዝቢ…

ብፍቕሪ ንደመረ ብይቕረ ይቕረ ንሳገር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የሳልጥ ኣሎ። ጎንፅታት ካብ ጉዕዞና ዘተዓናቕፉን መዕነውቲን ኢዮም ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናትና ድልየት…

ከም ሃገር ሰበብ ካብ ዘምፅኡ ናብ ብምኽኒያት ዝግንሑ ሓሳባት ክንሰጋገር ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ብምርካብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዛዕባ ሕቶታት ህዝቢ ጠሚቱ ኣብ ዝተልዓሉ…

ብልፅግና ብሓባር ምንባርን ምምዕባልን ይከኣል ኢዩ ዝብል እምነት ዘለዎ ፓርቲ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፖለቲካዊን ፀፅታዊን ኩነታት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ደ/ር) ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 28 መስከረም 2016…

ኣባላት ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን ኖርዲክ ብላክ ስራሕቶም ኣብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን ኖርዲክ ብላክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣቀባብላ ዝገበረሎም አእንትኸውን÷ ሚኒስትር ናሲሴ ጫሊ ኣብቲ እዋን “ኣባላትን ኣርቲስታትን እቲ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እታ ሃገር ብምስታፍ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ብተበግሶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ዝተጀመረ እንትኸውን÷ ብሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበር ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ነባራዊ ኩነታ እንርከበሉ ዓለም ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበርን ሉኣላዋነታን ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ (ኢመደኣ) ገሊፁ። ኢመደኣ ምስ ኤምባሲ ማልታ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ…