Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ከምዝትግበር ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ኃይሌ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቲ ሪፎርም ብፍላይ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ምምሕያሽ ዝሐሸ…

ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ዝገብር ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ንምግባ ዘኽእል ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ምግባሩ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ብምዃን እቲ ኣገልግሎት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ፍሉይ ጠመተ ብመሃብ ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ከምትርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዘድሀበ ዓለም ለኸ ጉባኤ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣም ኣምባሳደር ዴንማርክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ርሰ ምምሕዳር÷ ኣብ ኣተገባብራ ከይዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጋጥሙ ዘለዉ…

ልዕሊ 40 ዓመታት ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሞያ ምምሃር ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቡዜና…

መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፣ ሚኒስትር…

ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን – ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን ክብሉ ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ልዕሊ 38 ዓመታት ምስ ዘገልገሉ ጀጋኑ መዓልቲ…

ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ምስ ተወከልቲ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዘጋጠመ ዕንወት መሊስካ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ኣብ ዲጂታላይዜሽን ንሓራዊ ተረባሕነት ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ…