Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ።
ብመሰረት እዚ፡-
ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል
ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…
ብሕፅረት እታወት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት እታወት ንዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእኸል÷ ብውዕሊ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዳግማዊ ሚኒልክ ኮምፕሬንሲቭ…
መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሽፈራው
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር) መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ከምዝሰርሕ ገሊፆም።
ኣመራርሓታት እቲ ኮሚሽን ሓዱሽ ምዝተመደቡ ዳይሬክተር ትካል…
ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ - ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም።
ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…
ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሐሴ 25፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ተስማዕሚዑ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቾን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ዑደት ኣሳሊጠን።
እተን ከንቲባ ምስ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም።
መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…
ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተባባዕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝሰርሖም ቅድመ ምድላው ገምጊሙ።
ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣብ ቅድመ…
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንክኾኑ ሸይሞምዎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ሹመት ዝሃብሉ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ፈላማይ ብገዛእ ርእሱ ዝመሓደር ዩንቨርስቲ ብምዃን…
ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 2015 ዓ.ም ከም…