Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሚን ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ገይሮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣመራርሓታት ክልቲኦም ትካላት ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት…
ኩባንያ ሜታ ንኣመራርሓታት ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ሜታ ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ትኹረት ብምግባር ንኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ።
እቲ ስልጠና÷ ኩባንያ ሜታ ኣብ ፌስቡክ፣ ዋትስ ኣፕን ኢንስታግራምን ሰብ ስራሕ ምስትውዓል…
ክልላት ንማሕበረሰብ ተኮር ግልጋሎት ፍትሒ ትኹረት ክህባ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ንማሕበረሰብ ተኮር ግልጋሎት ፍትሒ ትኹረት ክህባ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም፡፡
ራብዓይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ትካላት ላዕለዋይ ዓቀብቲ ሕጊን ተኻይዱ፡፡
ጌዲዮን…
11 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡
ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መጠቓለሊ ገምጋም÷ ፀገማት ብምፍታሽ…
ኣብ እዋን ስደት ዝጠፍኡ ሰባት ዝምልከት መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣብ እዋን ስደት ዝጠፍኡ ሰባት ዝምልከት መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ÷ “ኣብ ኣፍሪካ ዝጠፍኡ ስደተኛታት ጉዳይ ምላሽ ምሃብ፤ ካብ ፖሊሲ…
ኣብዚ ክረምቲ ልዕሊ 4 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተታሒዙ ዘሎ ክረምቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓገዝ ንዝደልዩ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት /UN OCHA/ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣልክባሮቭ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዛቲዮም።
እቲ ኣብ ቤት…
ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትእስሳር ወፃኢ ንግዲ ንምምሕያሽ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴን ግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትእስሳር ወፃኢ ንግዲ ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴን ግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስቴር ዴኤታ…
ፋዉንዴሽን ቢል ኤንድ ሚልንዳ ጌትስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፕሮግራም ልምዓት ፋዉንዴሽን ቢል ኤንድ ሚልንዳ ጌትስ ቀዳማይ ደረጃ ሸቶ ክንክን ጥዕና ንምዕዋት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ቦትስዋና እናተኻየደ…
ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሓድነት ህዝብታት ንክጠናኸር ዘኽእል ምቹሕ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም።
ከም ሃገር ሰላም ንምንጋስን ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ህንፀት ሰላም ንምጥንኻርን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ…