Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሲምፖዚየም÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ንኢትዮጵያ ብምውካል ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም፡፡ ኣብ መደረኦም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሓደ መንግስቲ ናይ…

ኣብ ከተማ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ፅባሕ 24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝኸበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። “ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋሪን ማርያን ንዘላቒ ሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን" ብዝብል ቴማ ዝተካየደ ውድድር ጉያ…

ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደቂ ሰባት ነፃነትን ክብርን ክብሉ ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንጀጋኑ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝተሃነፀ…

3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ  ከምዝተሓረሰ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ እዋን ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ ከምዝተሓረሰ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ንፋና ብርድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ እዋን ክረምቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ  ቻም ኡጋላ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሩሲያ ማርቼንኮ ኢቭጄኒ ኢቭጄኒቪች ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 20 ኣብ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጥዕና ልዝብ ከምዝግበር ካብቲ ሚኒስቴር…

ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ። በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ…

ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት…

መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ኣካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ታዬ ደንደአን ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፡፡…