Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ሰለስተ ኩባንያታት ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ሰለስተ ኩባንያታት ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቶም ኩባንያታት ተፈራሪሞምዎ። ክልተ ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካልን ሓደ ኣብ ዘፈር…

ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዓውዲታት መዓድን ጠሚቱ ዝተኻየደ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዓውዲታት መዓድን ጠሚቱ ዝተኻየደ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፋ። ኣብቲ መድረኽ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 300 ኣልማዕቲ ከምዝተሳተፉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ኣፍሊጠን። ኣብ ዓውዲታት መዓድንን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንንምትራፍ ዝሕግዙ ኣዋጃት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ህንዲ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንምትራፍ ይሕግዙ ኢዮም ዝተብሃሉ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…

ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምስራሕ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ቴክኖሎጂ ይሳተፉ ኣለዉ። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩን ስራሕቲ ንግዲ ወፃኢ ሃገር ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምውጋን…

ሺ ጂንፒንግ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣካል ግሪን ቤልት ኤንድ ሮድ ኮይኑ ክድገፍ ከምዝኽእል ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ምስ ጉጅለ ልኡኻቶም ብምዃ ኣብ ቻይና ዓብዪ ኣዳራሽ ህዝቢ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኢንቨስትመንት ቻይና ንብራኸ ኢኮኖሚ…

3 ኢትዮጵያውያን ተዓወትቲ ዓለም ለኸ ሽልማት ጣሊያን ዝኾነ ኢኒ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኢትዮጵያውያን “ሰብ ወነንቲ ተውህቦ መናእሰይ ኣፍሪካ” ብዝብል ዘፈር ተዓወትቲ ዓለም ለኸ ሽልማት ጣሊያን ዝኾነ ኢኒ 2023 ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተዓወትቲ እቲ ሽልማት÷ ኤልሻዳይ ሙሉ ፈጠነ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሞይ ኬንያ፣ ፂዮን ኣያሌው ከበደ…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ማዕቐፍ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምምሕዳር ከተማን ኣወሃህባ ግልጋሎትን ፈንታ ደጀንን ዋና ዳይሬክተር መድረኽ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወረዳ ዳሌ ሰዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ትራንስፖርት እታ ወረዳ ተቖፃፃሪ ድሕንነት ትራፊክ ኣረጋ መንገሻ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ሎሚ ንጉሆ ከባቢ ሰዓት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንቢዝነስን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዩኪሄ ተዛቲዮም።…

ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዝተጀመረ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት፣ ልምዓት ፍርያት መስኖ ስርናይን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ትሩፋት ሌማትን…