Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ተሸፊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ ክሻብ 2 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሲዳማን…
ራሚዝ ኣላክባሮቭን ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንራሚዝ ኣላክባሮቭን (ዶ/ር) ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞም።
ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)÷ ኣብ ኣመራርሓ ኣፈፃሚ፣…
ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብስርዓት ሓበሬታ ዕዳጋ ስራሕ ኣቢሉ ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ።
ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር፣ ዲናት ኮሌጃት ቴክኒክን ሞያን ከምኡ እውን…
ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ ይሳተፋ ኣለዋ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፋ ምዃነን ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ከተማታትና ካብ ገፀር…
ብግልጋሎት ወለንታ ልዕሊ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓጋይን ክረምቲን ብዝተሰርሐ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ልዕሊ 17 ቢሊየን 644 ሚሊየን 156 ሽሕ ብር ግምት ዘለዎም ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።
"ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃማድ ቢን ሞሃመድ ኣል-ዶሳሪ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ድሕንነቱ ዝተሓለወ ምስክር ወረቐት መረዳእታ ትምህርቲ ንዝተመደቡ ትካላት ምሃብ ከምዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኾነ…
ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…
125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላ÷ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 2015 ዓ.ም እቲ ግልጋሎት…
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ተምሃርኡ የሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ልዕሊ 2 ሺሕ ስሩዓትን ሓደሽትን ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ የሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዓሊሙ ኢዩ ተምሃሮኡ ዝቕበል…