Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ 20 ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ሲልቪ ባይፖ-ተሞን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።…

ፅባሕ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ፅባሕ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 20 ከተማታት ህዝባዊ ልዝባት ክካየዱ ኢዮም፡፡…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋር ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ናቢል ኣሚር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም…

ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ታዬ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ እቲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ተዛቲዮም። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል እንትበፅሕ…

መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ…

ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቢላ ሕቶ ኣቕሪባ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሕቶ…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ፅሬትን…