Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ብመላእ ኢትዮጵያውያን ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እናተኸበረ ይርከብ።
ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እትዮጵያ ስነ-ስርዓት ዳሜራ ብድሙቕ ኩነታት ብሃይማኖታዊ ስርዓቱ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ድማ በዓል መስቀል ብመላእ…
ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ርዓት ምኽባር ዳሜራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ተኸቢሩ።
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተዘላለዩ ከባብታት ሃገር ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ተወጊኑ፡፡
ኣብቲ ስነ-ርዓት፥ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…
ካብ ዘረሓሕቐና ተግባራት ብምርሓቕ ኣብ ዘተኣኻኽቡና ኩነታታት ምትጋህ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድ ሕድ ካብ ዘጋጭውን ካብ ዘጠራጥሩ ተግባራት ብምርሓቕ ብፍቕሪን ሓድነትን ብምንባር ከም ዳሜራ መተኣኻኸቢ ጥበብ ምዕዳግ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች፥ በዓል ዳሜራ መስቀል 2016…
በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ።
ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ መዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነት ከምኡ እውን ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ኣብ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…
ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ካብ ማእኸል ፒያሳ ክሳብ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ።
እቲ ጉያ፥ ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ካብ ፌደረሽን ኣትሌቲክስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ።
ኣብቲ ኣከባብራ በዓል፥ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ ሓዊሱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…
በዓል መውሊድ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ተኲሱ።
በዓል መውሊድ ሰናይ ተግባራት ነቢዩ መሓመድ (ሰዓወ) መምርሒ ህይወት ንምግባር…
በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘሙ እኹል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ንበዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን እንኳ…
በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ኮማንድ ፖስት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግሲ ግሸን ደብረ ከርቤ፣ በዓላት መውሊድን መስቀልን ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበሩ ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ኮማንድ ፖስት ዞባ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ከተማ ደሴን ኣፍሊጡ፡፡
ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስት ሻለቃ ደግሰው ዶሻ ከምዝገለፁዎ÷ 21 መስከረም…