Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። እቶም ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ካብ 31 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሮም ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ከምዝገብሩ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ጊምቢ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣብቶብስ ብሰንኪ ናህሪ ካብ መገዳ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ። ብመሰረት እዚ በቲ…

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀመ ትደሊ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣ ሕርሻን ቀረብ ሓይሊን ክትጥቀም ከምትደሊ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ዋና ሓላፊ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኤነርጂ ኣሌክሴይ ሌካቼቭ ኣብ ኢትዮጵያ…

ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት እነተውሃበ ዝነበረ ብሄራዊ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ብሰላምን ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ÷ ኣብቲ ከይዲ ንዝተሳተፉ ኩሎም…

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ምትሕብባር ሓሬታ፣ ቢዝነስን መሰረተ ልምዓትን ዘጠናኽሩ ስምምዓት ተፈሪሞም። እቶም ስምምዓት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ እናተሳተፈ ብዝርከብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተፈረሙ ኢዮም። ኣብ ሞንጎ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እናቐረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብፅቡቕ ኩነታት እናቐረበ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ እውን ክቐርብ ዘለዎ መዳበሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጅቡቲ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሕ እቶም ሚኒስትር…

መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣቆፃፅራ ሄጅራ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ካብ ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ኣብ ጥቓ መስጊድ ኣልነጃሺ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ዝመፅኡ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ክብላ…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ…

ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ-ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ንመበል 13 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል ታሽዓይ ግዘ “ጥዕና ጉበት ንጥዑይ ህይወት”…