Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ።
ኣብቲ ኤግዚብሽን ልዕሊ 250 ትካላት ኣገልግሎተን ንምርኢት ምቕራበን ተገሊፁ።
ዓውዲ ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዘርእይ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
ብተወሳኺ ቀየፅሪ ዓማዊል ቴሌብር ናብ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ከብ ንምባል ከምዝተለመ ገሊፁ።
እቲ ኩባኒያ መሰረተ ልምዓት ብምስፋሕ…
ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ትካላትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጥንታዊነት ምስ ዘመናዊነት፤ ገጠር ምስ ከተማ ኣጠዓዒምካ ንምኻድ ዝተገበሩ ንጥፈታት ርእዩ።…
ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ሃገራት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም።
ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ኢኮኖሚን ሰብኣዊ ጉዳያትን ‘’ምትሕብባር ሩሲያ ኣፍሪካ ንፍሪያት ሕርሻ’’ በዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎት ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሃገራዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐን ታሪኻዊን ርክብ ብምጥንኻር ርክብ ንግደን ናብ ክብ ዝበለ…
ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቋረፆም ፕሮጀክታት ዳግም ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ኣቋፁዎም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምሩ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ።
ኣብ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ዓለም እናተሳተፉ ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ…
በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር ልዕሊ 11 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር 11 ቢሊየን 993 ሚሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።
ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣብ ስሩዕ ጉባኤኡ በጀት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል መርሚሩ ኣፅዲቑ።
ፀገም ሕፅረት በጀት ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ እቶት ምድንፋዕን ኣድላዪ ዘይኮኑ…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
ኣፈፃፅማ 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ምን እቲ ኮርፖሬሽን ተገምጊሙ፡፡
ኣብቲ በጀት ዓመት÷ ኣብ ምሕደራ ኣባይቲ፣ ልምዓት…
ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ክሪስ ኒኮል ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት በቲ ትካል ዝተሰርሑ ተግባራትን ኣብ ቀፃሊ…