Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገረ ስብከታት ዝምደቡ ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኢዮም ተሾይሞም።
ሽመት እቶም ኤጲስ ቆጶሳት÷ ብመሪሕነት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን…
ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ልዕሊ 16 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 16 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም፡፡
እቲ ሓገዝ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ዝውዕል ከምዝኾነ፥ ፍሉይ ልኡኽን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ኣሜሪካ…
ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓላማችን ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ፅባሕ ዝሳለጥ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ-ግብሪ አመልኪቶም መልእኽቲ…
ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ፌዴራል ንዘለዉ ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውብአየሁ ማሞ (ኢ/ር)፥ ተሃነፅቲ እዋን ፍርዶም ብንባብ ንከሕልፉ ምስራሕ የድሊ…
ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ አበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጥንካርኡ ንክቕፅል ተሓቲቱ።
ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015ን ትልሚ 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሰራዊት…
ዘንድሮ ከሚተከለው ችግኝ 60 በመቶው ፍራፍሬ ነው
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ።
መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ…
ኢትዮጵያ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሓት ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ ቃላ እተኽብር ሃገር እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ተኣማንነትን ዝኣተውዎ…
ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪ ዘሰልጠኖም መኮነናት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቶም 623 ተመረቕቲ ብፖሊሰ ሳይንስ፣ ስነ - ገበንን ፍትሒ ገበንን፣ ዓውዲ ፖሊስ መኮንንነት ካብ ሰርተፊኬት ክሳብ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቶም…
ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ተዓዋቲ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ተዓዋቲ መበል 13 ዓመታዊ ሽልማት ዕዉታት ኣፍሪካውያን(African Achievers Award) ኮይኖም።
እቲ ሽልማት ኣብ እንግሊዝ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ብምኻድ ተቐቢለምዎ።
ኣብ ትዊተር…
ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተነፁ መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ንግልጋሎት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተነፁ 12 መዘውተሪ ስፖርት ቦታታት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊየጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር…