Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ደቂ ኢትዮጵያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሐሴ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኩሉ ግዘ ኩርዓት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ። እዚ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ነዝሓለፉ 13 መዓልታት ዝፈፀሞም ተግባራት…

መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ክንክን ሕሙማት ኣእምሮን ኣረጋውያንን መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ። ዳይሬክተር ጉዳያት ትካል ገበሪ ሰናይ እቲ ክልል ኣይተ ማህተመ በቃሉ፥ ኣብ ከተማ መቱ ኣብ…

ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንትግራይ  ጣፍ፣ ሽኮር፣ ዘይቲን ካልኦት እታዎታትን የቕርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክልል ትግራይ ዝኾኑ እታዎታት ኢንዱስትሪን ሃለቕቲ ናውቲታትን ብተመጣጣኒ ዋጋ የቕርብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ ቅርንጫፋት ብሙሉኦም ስራሕ ንክጅምሩ ምግባሩ ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ…

ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓት እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓትን ምዕባለን እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ኣገኘሁ ተሻገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ኣፈጉባኤ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ 6 ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ኣብ ሓደ…

መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ተውህቦ ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም ሕሪያን ክወዳደሩ ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍፃመ፥ ትንሳኤ ስለሺ፣ ትዕግስት…

ዝተኸበሩ ሓወይ ሼኽ ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት መንግስታት ዓረብ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያት…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ። "ስኬት ባንክ ኣክሲዮን ማሕበር" ብዝብል ስያመ ኢዩ ናብ ባንክነት ተሸጋጊሩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ9 ባንኪ ማሞ ምህረቱን ከንቲባ ምምሕዳር…

መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ “የክረምት ትጋት የዓመት ልማት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተሳሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ፣ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር…