Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ 838 ግራም ወርቂ እናሓብኡን ዘዩሕጋዊ ጦር መሳርሒ ሒዞምን ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ጋምቤላን ልዕሊ 838 ግራም ወርቂ እናሓብኡን ዘዩሕጋዊ ጦር መሳርሒ ሒዞምን ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ…
ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ዝሕደስ ሓይሊ ንምጥያሽን ኣማራፂ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ ቻይናን ዩኒቨርሲቲ ወላይታ…
ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ – ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ - ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ጉባኤ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ፤ ፕሬዚዳንት እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይቲ እዋን ምክትል ቀዳማይ…
ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቲቶም።
አይተ ጌታቸው ረዳ÷ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ…
ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ይደልዩ ኢዮም – ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ዓውዲታ ኢንቨስትመንት ሕርሻን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ገሊፆም።
ሚኒስትር ኢንዱትሪ መላኩ ኣለበል ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጎን…
መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ክወሃብ ኢዩ
አዲስ አበባ፣ ሰኔ 21፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ትኽክለኛ ቁፅሪ ተፈተንቲ ከፃሪ ብምግባር÷ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ 95 ሺሕን 755 ከምኡ እውን ካብ…
ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከደንፍዕ ዝኽእል ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ገላን ዝርከቡ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ጠለብ ወፃኢ ንግዲ ብምምላእን ኣተውቲ ፍርያታት ኣብ ምትካእን ዝርከቡ ኣፍረይቲ ተዓዚቦም፡፡
ካብ…
ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ጃፓን ኣብ ”ኢትዮዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሕዚ እዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሴሚናር ኢንቨስትመንት ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣምባሳደር…
ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ተራ ንዝነበሮም ኩሎም አመስጊኑ።
ህዝበ ሙስሊም ምስ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ኣካላት ፀፅታን…
ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ።
እቲ ብዓል ኣብ ጎደና ሰማእታት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ብዓል ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…