Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ ይሳተፋ ኣለዋ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፋ ምዃነን ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ከተማታትና ካብ ገፀር…

ብግልጋሎት ወለንታ ልዕሊ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓጋይን ክረምቲን ብዝተሰርሐ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ልዕሊ 17 ቢሊየን 644 ሚሊየን 156 ሽሕ ብር ግምት ዘለዎም ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። "ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃማድ ቢን ሞሃመድ ኣል-ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ንምርግጋፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ድሕንነቱ ዝተሓለወ ምስክር ወረቐት መረዳእታ ትምህርቲ ንዝተመደቡ ትካላት ምሃብ ከምዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኾነ…

ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…

125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 125 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላ÷ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 2015 ዓ.ም እቲ ግልጋሎት…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ተምሃርኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ልዕሊ 2 ሺሕ ስሩዓትን ሓደሽትን ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዓሊሙ ኢዩ ተምሃሮኡ ዝቕበል…

ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 11 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ – ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ 117 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን÷ ዝነዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ካብ ዝገዝኦ 13 ሚሊየን 975 ሺሕን 520…

ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሰመራ ነቶም ስራሕቲ እናተዘዋወሩ ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ግዜኢ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ድሙቕ…