Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ሃን ዠንግ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ናብ ንቡር ንምምላስን ፀገማት ንምቕራፍን ንዝግበር ፃዕሪ ቻይና እትገብሮ ደገፍ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። “ካብ ቤተ ፈተና ናብ ኣዝርእቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዝተደለወ ኤግዚብሽን ግብርና ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር ይግባእ ክብሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ምረቓ መፅሓፍ ቻይናውያን ተምሃሮ ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ወፃኢ…

ንቴሌቪዥን ፕራይም ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ፕራይም ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ሂቡ። እቲ በዓል መዚ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ቁፅሪ ኣዋጅ 1238/2013 በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምርቋሕ…

ባንኪ ዘመን ዘህነፆ ሓዱሽ ዋና ቤት ዕዮ ቀፃሊ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘመን ዘህነፆ ሓዱሽ ዋና ቤት ዕዮ ቀፃሊ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ። ኣቦ መንበር ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኤርሚያስ እሸቱ፥ እቲ ባንኪ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ንዓማዊሉ ቅልጥፉን ኣተኣማማኒን ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ ኢሎም። ባንኪ ዘመን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ሊዎ ጃወሁይ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ቻይና ኣብ ውሽጣዊ ናፅነት ሃገራት ኢድ እንተየእተወት ኣብ መትከላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፀዊዖም። ኣብ መልእኽቶም፥ መራሕቲ ኣፍሪካ ብናይ ቀደም ኣቦታት ዝተጀመረ ሓድነት ብዝበለፀ ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቅድሚ 60 ዓመታት ከምዛ ሎሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ  ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምልዛቦም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ኣይተ ደመቀ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ፕሬዚዳንት ምንቅስቓስ ፖለቲካ ፀለምቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሎራዶ ቢያንካ ኤመርሰን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባትን ምብቃዕን ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን…

መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ይኽበር ኣሎ። ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ 1963 ምጥያሹ ይዝከር። ኣብቲ እዋን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ነፃ ዝወፅኣ 32 ሃገራት ኣፍሪካ “ውድብ ሓድነት ኣፍሪካ” ብዝብል ኣብ ኣዲስ ኣበባ…