Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ትምህርቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሞስኮ ካብ መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሞስኮ ካብ መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ። ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ዜናን ሬዲዮን ስፑትኒክ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ተስፋታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሩሲያን ኣፍሪካን ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ…

ብሰንኪ ኲናት ኣብ ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ዘጋጠመ ስነ ልቦናዊ ማህሰይቲ ንምቕራፍ ዝዓለመ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ኣብ ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ዘጋጠመ ስነ ልቦናዊ ማህሰይቲ ንምቕራፍ ዝዓለመ ስልጠና ተዋሂቡ። ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብዘጋጠመ ኲናት ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ሰራሕተኛታት…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ልኡኽ ቤጂንግ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና፣ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ…

ብሚኒስትር ዴኤታ  ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢንተርፕራይዛት ናብ ስራሕ ንክኣትው ዝዓለመ ዑደት ኣብ ትግራይ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ <span;>ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ<span;> ዝመርሕዎ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ፌደራል ዑደትን ዘተን ኣካይዱ። ርእሰ ምምሕዳር  ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ንጉድኣት ኲናት ብር  11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓገዝ ኣወፍዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ንጉድኣት ኲናት ብር  11 ሚሊየንን 515 ሺሕን 997 ሓገዝ ኣወፍዮም።  ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣባላትን መሪሕነትን እቲ ማሕበር…

ኣዲስ ኣበባን ዴንቨርን ብሓባር ዝሰርሕዎም ዓውድታት ናብ ተግባር  ምልዋጥ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባን ዴንቨርን ብሓባር ዝሰርሕዎም ዓውድታት ናብ ተግባር  ምልዋጥ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ምስ ከንቲባ እታ ከተማ ማይክል ሃንኮክ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥  ኣዲስ ኣበባን…

ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሳሙኤል ካብ 1994 ዓ.ም ጀሚሮም ካብ ጀማሪ ክሳብ ሲኒየር ቴክኒሻንነት ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዢን ጋንግ ብመሰረት ዝቐረበሎም እንግዶት እቲ ዑደት ይገብሩ…

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንመበት 15 ዙር መኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት እዚ ባንኪ ኣቢሲኒያ 161 ሚሊየን 700 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ። ብተወሳኺ ፋብሪካ ኣልኮልን ኣረቂን 6 ሚሊየን፣ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣይተ ደመቀ፥ ከም ሃገር ግብርና ንምዝማን ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢዮም ኢሎም። ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ እውን…